[go: up one dir, main page]

ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ስነ-ኮኾብ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
Revision as of 09:34, 1 ሰነ 2007 by Robbot (ምይይጥ | ኣበርክቶታት) (robot Adding: bat-smg, hak, ln, ml, nah, yi Removing: ug)

አስትሮኖሚ ናይ አፅናፈ ዓለምን አብ ውሽጡ ዝርከቡ ነገራትን ዘፅንዕ ናይ ምርምር ክፋል እዩ። አስትሮኖሚ ዘፅንዕ ስብ አስትሮኖመር ተባሂሉ ይፅዋዕ። አስትሮኖመራት ዝርኤ ብርሃን ጥራይ ዘይኮነ ከም ናይ ሬድዮ ሞገዳት ዝአመሰሉ ዘይረአዩ ናይ ሓይሊ ዓይነታት ብዝርኢ ተለስኮፕ ዝተባህለ መሳርያ ን ሰማያት የጽንዑ። አብ ቀረባ ዝርከቡ ከም ፀሓይ፣ ፕላኔታትን፣ ኮሜታትን፣ ከምኡውን አዝዮም ርሑቕ ዘለዉጋላክሲ ዝተባሃሉ ናይ ጠፈር አካላትን ካልኦት አብ አዝዩ ርሑቕ ቦታ ዝርከቡ ናይ ጠፈር አካላት ብዑምቀት የፅንዑ።